BUSINESS IDEA COURSE


Choose Pricing Plan


Frequently Asked Questions

ብተደጋጋሚ ዝሕተቱ ሕቶታት

.

ሕቶ : ብኸመይ እዩ እቲ ትምህርቲ ዝወሃብ ?

መልሲ :ብቪድዮ መልክዕ ኮይኑ ናይ ንሽዱሽተ ሳምንቲ ብቐጥታ ZOOM CLASS ዝተሰነየ ትምህርቲ እዩ

ሕቶ : ብምንታይ ቋንቋ ይወሃብ ?

መልሲ : ብትግርኛ ኮይኑ ምስማዕ እምበር ምጽሓፍን ምንባብን ኣገዳሲ ኣይኮነን

ሕቶ : ድሕሪ ናይ ZOOM class ንኽንደይ ግዜ ክፉት ይጸንሕ እቲ ትምህርቲ ?

መልሲ :ሓደ ዓመት

ሕቶ : 2 Session Private Coaching እንታይ እዩ ?

መልሲ : እዚ ነቲ ናይ ቢዝነስ ሓሳባትካ ዝሕግዝ ኮይኑ ክልተ ግዜ ነናይ ሰዓት ብውልቂ ናይ ሕቶን መልስን መድረኽ እዩ።

ሕቶ : ዝያዳ ሓበሬታ ምስ ዝደሊ ብኸመይ ክውከስ ይኽእል ?

መልሲ : whatsapp 0097470135878