ONLINE BUSINESS COURSE


Choose Pricing Plan

Frequently Asked Questions

ብተደጋጋሚ ዝሕተቱ ሕቶታት

.

ሕቶ : ብኸመይ እዩ እቲ ትምህርቲ ዝወሃብ ?

መልሲ : ብ ኢንተርኔት (online) ኮይኑ ብቪድዮ መልክዕ ኣብ ዝጠዓመካ ቦታን ግዜን ኣብ ሞባይልካ

ሕቶ : 6 week Group Coaching እንታይ እዩ ?

መልሲ : እዚ ነቲ ናይ Online Business ትምህርቲ ዝሕግዝ ኮይኑ ዝኾነ ሕቶ ወይ ሓገዝ ምስ ትደሊ ብቐጥታ ብzoom መብርሂ ትረኽበሉ ናይ ሽዱሽተ ሳምንቲ መድረኽ እዩ።

ሕቶ : ብምንታይ ቋንቋ ዝተዳለወ እዩ ?

መልሲ : ብትግርኛ ኮይኑ ምስማዕ እምበር ምጽሓፍን ምንባብን ኣገዳሲ ኣይኮነን

ሕቶ : ድሕሪ ምዝገባ ንኽንደይ ግዜ ክፉት ይጸንሕ ወይ መዓስ ይዕጾ እቲ ትምህርቲ ?

መልሲ :ሓደ ዓመት ካብ ዕለት ምዝገባ

ሕቶ : ዝያዳ ሓበሬታ ምስ ዝደሊ ብኸመይ ክውከስ ይኽእል ?

መልሲ : ብ whatsapp 0097470135878